ትካል ፍትሓዊ ልቓሕን ዕቋርን ደደቢት ህሉው ፀገማት ህዝቢ ትግራይ ዘየገናዘበ ንዓማዊላቱ ሕሉፍ ዕዳ ምስ ወለዱ ክፈሉ ብምባል ፀረ-ህዝቢ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ዓማዊል እቲ ትካል ከሲሶም። More info t.me/KuluMedia 419 viewsedited 13:33