Get Mystery Box with random crypto!

ሓበሬታ!! ካብ ኣዲስ ኣበባ - ኣምሓራ - ብኣላማጣ- ኮሮም ገይሩ ናብ ማይጨው መቐለ ዝወስድ መንገ | Kulu Media ኩሉ ሚድያ

ሓበሬታ!!
ካብ ኣዲስ ኣበባ - ኣምሓራ - ብኣላማጣ- ኮሮም ገይሩ ናብ ማይጨው መቐለ ዝወስድ መንገዲ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ዕፁው ኮይኑ ኣሎ።ኣብ ከባቢ ኮሮም እውን እዩ ተዓፅዩ።

ብኻሊእ ሸነኽ ብዓፋር ኣብዓላ ገይሩ ንመቐለ ዝኣቱ መንገዲ ከምቲ ናይ ቅድሚ ሐዚ ዝነበረ ክባን ዕፅዋን ዝኽፈል ዝነበረ ብዙሕ ገንዘብ ተዘይኺፍልካ ኣይትሓልፍን ብዙሓት መካይን እውን ተዓፅየን ይርከባ።

እዙይ ድማ ብዘይ ምሉእ ኣፍልጦ መንግስቲ ፌደራል ፈፂሙ ክኸው ኣይክእልን።

ትግራይ ሐዚ እውን ብውሽጥን ብደገን ናብ ሙሉእ ዕፅዋ ተምርሕ ኣላ።

https://t.me/KuluMedia